ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዓብዪ ዘበናዊ ከተማ (ስማርት ሲቲ) ዑደት ገይሮም።
እዚ ድማ ንስራሕቲ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ዝኸውን ተሞክሮ ናይ ምቕሳም ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…