Fana: At a Speed of Life!

ዕለተ ሰሉስ ሰሙነ ሕማማት – መዓልቲ ሕቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሙነ ሕማማት ንረኽባ ዕለተ ሰሉስ፥ ኣይሁድ ሕግን ሓቅን መሰረት ዝገበረ ዘይኮነስ፥ ንኢየሱስ ክርስቶስ ዝኸስሱሉ ገበን ክረኽቡ ኢሎም የቕርብዎም ዝነበሩ ሕቶታት ዝዝከሩላ ዕለት ስለ ዝኾነት "መዓልቲ ሕቶ" ተብሂላ ከም ትፅዋዕ ሊቃውንቲ ኦርቶዶክስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ማክሲም ሪዤንኮፍ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ምስ ቤላሩስ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ዓውዲታት ምትሕብባር ብምስፋሕን ተረባሕነት…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ናይ ወረቐት ሎተሪታት ብተወሳኺ ብዲጂታል መልክዕ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተሰናደአ ፈላማ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ኢትዮጵያ፣ ኣገልግሎት ሎተሪ ኢትዮጵያን ሶፍትዌር ሶሉሽን…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤላሩስ ማክሲም ሪዚሄንኮቭ ኣብ ክልተኣዊ ማዕቀፍ ስራሕ ብምጥማት ዘቲየን፡፡ እቲ ክልተኣዊ ማዕቐፍ ስራሕ፤ ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል…

ኣብ ክልል ትግራይ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ – ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ንምዝማንን መፍረያይነት ንምድንፋዕን ዘኽእል ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምስ…

ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ታሪኻ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይደን፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ብራዚል ጆዜ ሙሲዮ ሞንቴሮ ፊልሆ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ፥ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ነቶም ሚኒስትር…

ሊቨርፑል እንትትዕወት ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 32 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዌስትሃም ዘተኣናገደተረ ሊቨርፑል 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ቨርጅል ቫን ዳይክን እንተመዝግቡ፥ ብሕታዊት ሸቶ ዌስትሃም ድማ ኣንዲ ሮበርትሰን ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ…