Fana: At a Speed of Life!

2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘዕወተቶም ልምዲታት እተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ሃገርና ዘዕወተቶም ጭቡጣት ልምዲታት ተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ከይዲ ምብራኽና ንኣፍሪካውያን ኣሕዋትና ዝተርፍ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ምብራኽና ንኣፍሪካውያን ኣሕዋትና ዝተርፍን ንዓለም ዝንገርን ምስክርነት ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስታፍ…

ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓና ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎትተን ነገር ከምዘየለ መርአያ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ብሄራዊ ረብሓኣ ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎታ ነገር ከምዘየለ ዘርአናሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታው ከምዝበሉዎ÷ ንኣባይ…

ንዝተመዝገቡ ትእምርታዊ ለውጢታት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዝተተግበሩ መመሓየሺታት ኢኮኖሚ ብኩሉ መዳይ ትእምርታዊ ለውጢታት ንኽምዝገቡ ኣስተዋፅኦ ገይሩ ኢዩ ኢሎም። 3 ጳጉሜን መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ስራሕቲ ምንቅስቓስ…

ጎረባብቲ ውዳታት ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣብ ሩባ ኣባይ ብሓባር ዘኽብሩዎ በዓል ሩፋኤል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ዝሕበረሉ ዕለት ኢዩ፡፡ ብቛንቋ እብራይስጥ 'ሩፋ' ማለት ጥዕና፣ ፈውሲ፣ መድሓኒት፣ ርህራሄ፣ መሓሪ ማለት እንትኸውን÷ 'ኤል' ድማ ኣምላኽ ወይ እውን እግዚአብሄር ዝብል ትርጉም ኣለዎ። ብመሰረት እዚ ሩፋኤል…

ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመልከቶ፤ 2 ጳጉሜን 2017 ዓ.ም ዝኽበር መዓልቲ ህብርን ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት…

1 ጳጉሜን 1 ሃገርና ናብ ብልፅግና ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ክኸውን ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ጳጉሜን ኢትዮጵያውያን ብቖራፅነትን ሓድነትን ሃገርና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምዕባለ ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ዕለት ክኸውን ኢ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ንምኽባር ሚኒስቴር…

ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ቱሪዝም …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱሪዝም መስክ የህዝብ ለህዝብ ዲፕሎማሲን ብምጥንኻር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ኢሎም ምሁራን እቲ ዓውዲ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ቱሪዝምን ሆቴል ማኔጅመንትን ሄኖክ በቀለ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…

ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ዘለዎ ኪን-ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ጉዕዞ ጥበብን ባህሊን ኪን-ኢትዮጵያ ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢሎም። ኣብ ሩሲያ ዝግበር ካልኣይ ጉዕዞ ኪን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…

ጥንኩር ቅዋም ቴክኖሎጂ ንምህናፅ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ጥንኩር ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ርብርብ ክግበር ኢዩ ኢሎም። በለጠ ሞላ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ፤ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ቢሮ ክልላት ብምዃን ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት…