Fana: At a Speed of Life!

ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ብቑዕ ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ኣብ ኣፍሪካ ብቑዕ ኣመራርሓ ምክልኻል ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ የመከላከያ አዛዥነትና ስታፍ ኮሌጅ በአፍሪካ ብቁ የመከላከያ አመራር በመፍጠር ረገድ ሚናውን እየተወጣ እንደሚገኝ ተገለጸ።…

ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ክመፅእ ከምዝኸኣለ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውተ ዓመታት ብፍላይ ኣብ ምሕደራ ፈተና…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ። ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል…

ሓይሊ ባሕሪ ዝተጀመሩ ዕዉታት ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክፍሉ ብዝደልዮ መጠን ንምጥንኻርን ንሰራዊት ተወሳኺ ዓቕሚ ንምዃንን እናወገኖም ዝርከቡ ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚን ህንፀት…

114 ተወሳኺ ከተማታት ተጠቀምቲ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣድቫንስድ ኔትወርክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ባሌ፣ ዞባ ኣርሲ፣ ምብራቕ ባሌ፣ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ዝርከባ ተወሰኽተ 114 ከተማታት ተጠቀምቲ ቅልጣፈ ዘለዎ ኣገልግሎት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣድቫንስድ ሞባይል ኔትወርክ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል እናወገኖ…

ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞ ጥንሲ ደም ምልጋስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ክፍሊ ሕክምና አዴታትን ጥንሲን ዋሕዲ ደም ዘጋጠሞ ናይ ኣርባዕተ ወርሒ ጥንሲ ደም ክወሃቦ ብምግባር ህይወት እቲ ጥንስ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ ኣብቲ ሆስፒታል ሰብ ስፔሻሊስት ሕክምና ኣዶታትን ጥንሲን ዶ/ር ሰዒድ…

ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡ “ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ከይዲ ህንፀት ሞዴል መናሃርያ ቃሊቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ  ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን ሚኒስር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ ዘበናዊ ሞዴል መናሃሪያ ሃገር ኣቋፂ ትራንስፖርት ህዝቢ ቃሊቲ ተዓዚቦም፡፡ እቲ መናሃሪያ ኣብ ሰዓት 120…

ወታደራዊ ልኡኽ የናይጄሪያ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዋና ሓላፊ ሓበሬታ ምክልኻል ናይጄሪያ ፓርከር ኣንዳያዳይ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ታዬ ግርማ (ዶ/ር) ነቲ ጉጅለ…