ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን ጥንታዊ ሓድጊታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድጊታት ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ኣብ 4ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፂ ጥንታዊ ኪነ ህንፃታት፣ ሓድጊታትን ካልኦት ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ግልጋሎት ዜግነት ኢሚግሬሽንን ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ፣ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ሰላማዊት ዳዊትን ዋና ፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊድንን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ተመያይጦም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ÷ ኢትዮጵያን ስዊድንን ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ ከምዝገለፁዎ፤ ብኤሌክትሪክ ቻርጅ ዝሰርሓት ስኩተርን ብስክሌታትን ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቶክዮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት እስያ፣ ዓረብን ኣፍሪካን ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓዉዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ኣምባሳደር ኣርጀንቲና ኣብ ኢትዮጵያን ኢግናሲዮ ሮካታግሊያታ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስኣይረስ ብብርኪ ሓፂር ፊርማ ዝተዛዘመ ግልጋሎት…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ትፅቢት ዝግበረሉ ደርቢ ማድሪድ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም። ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ደርቢ ማድሪድ ሪያል ማድሪድ ምስ ናይ ከተማ ተናሓናሒታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምሸት ሰዓት 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጎረባቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ምርካቡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ንዲጂታል ፋና ከምዝገለፅዎ፥ ኣብ ስራሕቲ…