ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ ከተማና ኣረጋጊፆም ኢዮም- ኣይተ ጃንጥራር Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ እታ ከተማ ኣጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም፡፡ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ሳዓይ ዓመት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓውዲታት ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግንስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀቱ ክዛዘም ንዝተቓረበ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ፤ ንኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ – ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል "ንልዕልና ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ዘድሀበ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ትኹረት ዝገበሩ ፓናል ዘተታት ይካየዱ ኣለዉ፡፡ ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝድህስስ “ፍረ ለውጢ መጋቢታዊያን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደቀይ ዘበን ተሳጋሪ ታሪኽ ኣውሪሰ ኣለኹ – 1 ሚሊየን ብር ቦንድ ዝዓደጋ ኣደ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪት ከተማ ሻሸመኔ ወይዘሮ ኣሰለፈች ፀጋዬ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ኣትሒዘን በቢዓመቱ ቦንድ ይዕድጋ። በዚ ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝዓደገኦ መጠን ቦንድ ሓደ ሚሊየን ብር በፂሑ ይርከብ። ብስራት ምቕማጥ እምነ ኹርናዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራዊ ለውጢ ጋዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት (24 መጋቢት 2010 ዓ.ም)…