Fana: At a Speed of Life!

3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙን ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 2 ሺሕን 999 ደቂ ተባዕትዮ፣ 501 ደቂ ኣንስትዮን 39 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ፤…

ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ…

ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቢኤስ ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ “ብውሽጢ እቲ ትካልን ብደገን ብዝተወደበ…

ኣብ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ራዕዲ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ስዒቡ ዝተጣየሸ ጉጅለ እዋን ሓደጋ ከምዝገለፆ፤ በቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ቁፅሪ መወትቲ ኣይፈለጥ እምበር ብ100 ዝቑፀሩ ሰባት ህይወቶም…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት…

ኣምባሳደር ደሊል ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ደሊል ከድር ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብን ኣምር…

ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት ኤመርሰን ምናንጋግዋ ገሊፆም። ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባቡዌ ራሽድ ሙሓመድ ኣብ ምልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሃራሬ ተረኺቦም። ኣብቲ እዋን ምስ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኣታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ደቡብ ሱዳንን ተጠባባቒ ሚኒስትር ነዳዲ ማሪያን ዶንግሪን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ፤ ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲአን ጎረባብቲ ሃገራት ከደንፍዑ ኣብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኢዜአ) ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብታ ከተማ…

ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ክትክእ ኢዩ – ቢል ጌትስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስራቲ ማይክሮሶፍት ቢል ጌትስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ከምዝትክእ ገሊፆም፡፡ ቢል ጌትስ እዚ ዝበሉ÷ ብኔትፍሊክስ ዝተሰናደአ ዕድል መፃኢት ዓለም ትኹረት ብምግባር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ዘስምዑዎ…