ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ሃገራዊ ጎስጓስ ዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ 2017 ዓ.ም ምጅማሩ ኣብሲሮም፡፡…