Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዳማ÷ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዘበናዊ መገዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ስርዓት ዲጂታል ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምስላጥ ከምዝሕግዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…

ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 836 ሺሕን 253 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ተጓዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ትማሊ ኣብ ዘሎ እዋን 964 ሺሕን 118 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 836 ሺሕን 253 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር…

ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ንምባልን ሰላም ንምምፃእን ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ሰላም ንምምፃእ ኣሜሪካ ዝጀመረቶ ፃዕሪ ዝቐፀለ እንትኸውን፤ ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ…

ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ግደ መናእሰይ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ግደ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከምኡ እውን ከተማታት ይካየድ ኣሎ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምኡ…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 6 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብራን ተወላዲት ወረዳ ብዘት ብዝኾናን ወይዘሮ ኤልሳቤጥ ተፈራ ብልዕሊ 6 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓደቅነይ ተመሪቑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ልምዓት ወረዳ ብዘት መምህር ሄኖክ…

ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ቀዳማይን ካልኣይን ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን…

መበል 12 ዙር ሰልጠንቲ ሄራዊ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ወለንታ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና መበል 12 ዙር ብሄራዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ተኻይዱ፡፡ ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ስልጠና ዝወሰዱ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ወለንታውያን መናእሰይ…

ሚኒስቴር ሰላም 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም “ወለንታ ብሓባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናሰልጠኖም ዝፀንሐ ሰልጠንቲ ኣገልግሎት…