ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ምዝታዮም ገሊፆም። ጉባኤ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ምስ ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓጋዚት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርባሕ ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርመራብሒን መቀነባበሪን ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ውሕስና ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ንምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝርከብ ልዑል ጠለብ ሓይሊ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምላሽ ብመሃብ ኢትዮጵያ ናብ ኢንዱስትሪ ትገብሮ ጉዕዞ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝነበሮም ምሁራን፤ ካብቲ ግድብ ዝፍልፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ምድላዋቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ምቕራብ ጀሚሩ፡፡ "ኪን ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ናብ ቻይና ከምዘምረሐ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣመራርሓ ስራሕ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ቢሾፍቱ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ህንፀት ፕሮጀክታት፣ ክፍሊታት ስልጠናን ምንቅስቓስ ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ እዩ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ ለውጢ ይምዝገብ ኣሎ ኢለን። ንሓለዋ ተፈጥሮ ሃፍቲ ክብሉ ህይወቶም ዝህቡ ሬንጀራት ንምሕሳብ ብብርኪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬንጀራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ – ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)። ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሻውዓይ ዙር መረሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ስርዓት ንምህናፅ ትሰርሕ ኣላ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብታ ኣህጉር ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምልዋጥ ዘይብዳህን ዘላቒ ስርዓት ምግቢ ንምህናፅ እናሰርሐት ትርከብ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሕብረት ሉኣላዊነት ምግቢ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ጉበኤ መድረኽ ዘተ ሼፋት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዘዕግቡ ዓወታት ኣመዝጊቡ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምርግጋፅ ዘዕግቡ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢሎም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሃገራዊ ትልሚን ኣፈፃፅማ ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመትን…