ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ትገበሮ ተሳትፎ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ብመሰረት ማዕቐፍ ምትሕብባር ብሪክስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ምድንፋዕን ዝበሉ ረብሓ ሃገራት ንምሕላው ብሓባር…
ስፓርት ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዝካየዲ እንትኾኑ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ስታዲየም ኣንፊልድ ሮድ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ጋንታ መርሲሳይድ ሊቨርፑል እቲ ፅዋዕ ንምዕዋት ግምት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣቭራሃም ንጉሴ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኢኮኖሚያዊን ዲፕሎማሲያዊን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም፡፡ ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ክልል ኦሮሚያ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላላያ ክልላት 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ብምህናፅ ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻርን ሓበራዊነት ንምርግጋፅን እተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ቶላ በሪሶ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ሓወልቲ ተጎዳእቲ ሓደጋ ቁፅሪ በረራ ቁጥር ET-302 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ 6ይ ዓመት ዝኽሪ ሓወልቲ ተጎዳእቲ ሓደጋ ቁፅሪ በረራ ቁጥር ET-302 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተኻይዱ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁፅሪ በረራ ET-302÷ 1 መጋቢት 2011 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ንምብራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወምን ንሰላማዊ ኣማራፂ ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊን ኮንፈረንስ ሰላምን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ነበርቲ እቲ ከባቢን ከምዝተሳተፉ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡…
Uncategorized ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ናብ ታይላንድ ካብ ሞንጎ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታቱ ንኸቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ስራሕቲ ወፍሪ ልገሳ ደም ከምዝውገን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጋቢት ወርሂ ልገሳ ደም ብምግባር ስራሕቲ ጎስጓስ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ወለንታውያን ደምን ህብረ-ህዋስን ብምትእኽኻብን ድሕንነቱ ብምርግጋፅ ንተጠቀምቲ እናመሓላለፈ ከምዝኾነ…
ስፓርት ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ…