Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላዊ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምና ድሕንነትን  ንምሕላው "ናይ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ቆራፅነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ርዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብቲ…

ናይ ሕሶት መረዳእታ መንነት ዘሰናድእ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናዳለወ ንሰባት እናሃበ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ናብቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…

ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡ እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…

አትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ መድረኽ ውድድር ውልቀ ኣብ ዝኾነ ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ፈሪማ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ብ1 ሺሕም 500 ሜትሮ ርሕቐት ብምውድዳር ትፍለጥ ኣትሌት ድርቤ ኣብ 2025 ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ብምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ልምዓት ሆርቲካልቸር እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንፋና ዲጂታል…

ጀርመን ንፃዕሪታት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመን ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣረጋጊፆምለይ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእልን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ንውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ገበን ዘፈፀሙ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ድሕሪ ጉምሩክ ካብ ዝርከብ…