Fana: At a Speed of Life!

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ኣትራፊ ክኾኑ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ናብ ከስቡ ክሰጋገራ ከምዝገበረ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌማን ደደፎ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ሱሌማን ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ነበር ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ሓፂነ መፂን ካብ…

ባህር ዳር ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ብዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ “ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ምክያድ ጀሚሩ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ፤ ሓፈሻዊ ሃገራዊ ኩነታት ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን ብምውዳድ ዝሰርሑ ኣጀንዳታት…

ኢትዮጵያ 6 ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ምዃና ትራንስፖርትን ሎጂስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብተን ሽዱሽተ መራኽብ እተን ክልተ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ተዓገዚአን ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዋ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…

ዓበይቲ ተግባራትቀፃሊ ሓደ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 11 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብዝፀዉዖ ህፁፅ ኣኬባ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ብምስማዕን ዘይተወገኑ ትግባራት ኣብ ግምት ብምእታውን ዘበን ስራሕ እቲ ኮሚሽን ንሓደ ዓመት ምንውሑ ይዝከር፡፡…

ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ምስ መናእሰይ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እቲ ክልል ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛትዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተዉፃእፅኡ መናእሰይ ተሳቲፎም፡፡

ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ይፍጠር ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ እናጠፈጠረ ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት…

ዳግመ ሕውየት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፌ ፍሮም ገሊፀን። ሕብረት ኣውሮፓ ብዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣቢሉ ኣብ ዓውዲ…

ልዕሊ 60 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርፋንስ ኢን ኒድ ዩ ኤስ ኤ ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ልዕሊ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስትውዓል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ብዝተገበረ ቁፅፅር ትራፊክ ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስተውዓል ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሃሰን ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓፉ 9 መዓልቲታት ኣብ…