ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ኢንዱስትሪ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን፣ ከምኡ እውን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ…