ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ንፕሬዘዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብዚ ብተወሳኺ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ስፓርት ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ብግልፂ፣ ኣሳታፋይን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ መገዲ እናተሳለጠ ምዃኑ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ዳግም ስለ ዝተመረፁ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ እናተኻየደ ዝርከብ ፀወታ ናይ ዚሰሙን እንትቕፅል፤ ሰዓት 12 ሲዳማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼይኽ ሓጅ ኢብራሂም ቱፋ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ 2ይ ዙር ዓለም ለኸ ውድድር ፍፀመ ቁርኣንን ኣዛንን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ፓርቲ ብልፅግና ዝነፀረ ሓሳቡን ትኽክለኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል ሳልሳይ መዓልቱ ዝሓዘ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ንክኾኑ ብልዑል ድምፂ መሪፁ። ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) እመሰረት መተሓዳደሪ ደንቢ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብውፅኢት እቲ መረፃ ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብውፅኢት እቲ መረፃ ዝተነበረ እምነትን ሓላፍነትን ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…