ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣካይዶም፡፡
ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ መንግስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ናብ ብራኸ ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ እናካደ ምዃኑ ኣልዒሎም፡፡
ማእኸል…