ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ባህርዳር ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲታት ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ ኣብ ባህርዳር መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝፍፀም ጉሕለት እናነከየ ምኳኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊ ፖሎታት ሓፂን ዝፍፀሙ ገበናት ጉሕለት ንምክልኻል ዝተሰርሐ ስራሕ ዉፅኢት እናምፀአ ምኳኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ክትትል፣ ቁፅፅርን ደሕንነትን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢፌዴሪ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ምኒልክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 302 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝነበሩ 302 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ 4 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ክሳብ ሕዚ 91 ሺሕን 420 ኢትዮጵያዊያን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ መዕደሊ ናዳዲታትን ኩባንያታትን ኣብ ውፅኢታት ነዳዲ ብመሰረት መምርሒን ኣዋጅን ዕድጊት ነዳዲ ነቲ ውሳነ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶብ ሃገር ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ጠጠው ክንብል ኢና – ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላም ህዝቢን ዶብ ሃገርን ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ክንከውን ኢና ክብሉ ኣዛዚ እዚ ማእኸላዊ ዳሎል ሰራዊት ምክልኽል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ኣፍሊጦም፡፡ እዚ ማእኸላዊ ዳሎል መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ማእኸል ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ስርዓት ንግዲ ብምትእስሳር ምስ ካሊእ ዓለም ተወዳዳራይነቶ ንኽውስኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ዲስ አኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ዝሃበ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓዘት ዓድዋ ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ- ሙሳ ፋቂ ማህማት Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ ክብሉ ነበር ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት ዐድዋ፥ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ሃኒፅና ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ምህናፁ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት…