ፈተናታት ብምስጋር ጠንካራ ሃገር ንምህናፅ ዓወት ዓድዋ ክንጥቀም ኣለና-ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘጋጠሙና ፈተናታት ብምስጋር ጠንካራ ሃገር ንምህናፅ ዓወት ዓድዋ ምጥቃም ከምዝግባእ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) ገሊፀን።
መበል 129 ዓወት ዓድዋ፥ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት…