ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም
በዚ ድማ፣-
ቡን ብፅሬትን ብስፍሓትን ምፍራይ፤ ብፍላይ ስፔሻሊቲ ቡን ‘ጥሪኝ‘ ምስፍሕፋሕ፣
ፍሉያት ዝራእቲ ኦርጋኒክ ቆፅሊ ሻሂ ብፍሉይ ብራንድ ኣብ ጂማ ምቅንብባር፣…