Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ብዕሊ ተጀሚሩ። ብማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤስ ኤን ቪ ብሪጅ ፕላስ ዝተብሃለ ትካል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዕላዊ ዝተገበረ ፕሮጀክት ምግብና ፀባ…

መግለፂ መንነት ብሄር ብሄረሰባት ንምስንዳእ ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መግለፂ ማንነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፤ ንምስንዳእ ዘክእል ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምኡ እውን ተጠባባቒ ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 200 ዝኾኑ ሰብ ዋና ኩባንያ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓሚቕ ዕድል ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኢንቨስተራት ዘፋልጥ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሴኡል ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ጉኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 4ይ ዘመን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘሕልፍ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ…

ካብ ዘይፈልጡዎ ኣካል ዝግበር ፃውዒት ስልኪ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ምቑጣብ ይምከር

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበሬታ ቪሺንግ (Vshing) ብምፅዋድ ካብ ሞንጎ ዝፍፀሙ ዓይነታት መጥቃዕቲ ብድምፂ ፃውዒት ኣቢሉ ዝፍፀም ሓደ ናይ መጥቃዕቲ ዓይነት ኢዩ። ኣጭበርበርቲ ሕጋዊ ኣካል መሲሎም ስልኪ ብምድዋል ናይ ውልቀ ሰባት ሓበሬታታት፣ ናይ ይሕለፍ-ቃላት፣…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል 7ይ ጉባኤኡ የኻይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምኽያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ምምሕዳር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ዘትዩ ከፅድቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ብተወሳኺ ኣብ…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምኳና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኦሊቪያ ሌስሊ ተዛቲየን፡፡…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ዐረታ ሸርፊ ወፃኢ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ጨረታ 27 ባንኪታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ማእኸላይ ዋጋ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትከውን እናሰርሐ ዝርከብ ኮሚቴ ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ስራሕቲ ቅድመ ድርድር እናወገነ ንዝርከብ ኮሚቴ ቴክኒት ኣንፈት ተዋሂቡ፡፤ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ሓምሻይ ናይ መወዳእታ ምድላው ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ብምስታፍ…