Fana: At a Speed of Life!

መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራል ኣብ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምዕራፍ ምስታፍ ንምንታይ ኣድለየ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ብዝተውሃቦ ስልጣንን ሓላፍነትን መሰረት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብህዝባዊ ዘተተታትን ካልኦት ግቡእነት ዘለዎም መገዲታትን ኣጀንዳታት ዘተ እናኣከበ ምዃኑ ይፍለጥ፡፡ እቲ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኢሻግ ኣል ሃቢብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኢራንን ናይ ጥንቲ ዘበን ስልጣነን ባህሊን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና ተሓቢሩ፡፡ እተን ሃገራት ክልተኣዊ…

ድሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ብምሕላው ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘክእል ስምምዕነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ደሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ብምሕላው ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘክእል ስምምዕነት ምስ ሰበ መዚ ማይ ኔዘርላንድ ተኻይዱ። ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ደሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ምስ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ዓፋርን አብ ፅሬት…

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ኣድልዎ ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝወሃሉ ስርዓት ተዘርጊሑ ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ኣድልዎ ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝወሃሉ ስርዓት ተዘርጊሑ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም፡፡ እም ሚኒስትር ብሴክሬታሪ ፋውንዴሽን መሓመድ 6ይ ሞሮኮ መሓመድ ረፊቅ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ፅቡቕ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ 18 ለካቲት 2017 ዓ.ም ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ ንጨረታ ዝቐርብ መጠን ሸርፊ ወፃኢ 60 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን እንትኸውን÷ እቲ ጨረታ ንኩሎም ባንኪታት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ…

ልዕሊ 254 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም አቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ  7 ክሳብ 13 ለካቲት 2017 ዓ.ም 254 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣታዊን ወፃኢን ኣቑሑት ኮንትሮባድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኪ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 17 ተጠርጠርቲ ውልቀ…

መሰረታዊ ዝኾኑ ሕቶታት ህዝቢ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከተማ ወልቂጤ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝገለፀኦ፥ ከም ሃገር ንዙሓት ፈተናታት እናተሳገርና ዘዕግብ ውፅኢት…

ኣብ ማራቶን ኦሳካ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ኦሳካ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ ናይቲ ቦታ ሰዓት ብምምምሕያሽ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራል ኣብ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ዝሳተፉሉ መድረኽ ንምስንዳእ ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ከይዲ ዘተ ክሳተፉ ዝፈለዮም መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ ኮሚሽን ኣብ ፌዴራል (ብብርኪ ሃገር) ምስ ዝርከቡ ትካላትን ማሕበራት ኣጀንዳ…

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም ኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ብምርምር ኣብ ዘውፀኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ስነ ስርዓት ምፍላጥ ኣካይዱ። ዳሪክተር ዝራእቲ ምርምር ሕርሻ እቲ…