ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም “ካብ ዝላ ናብ ምዕባለ፤ ዞባዊ ዓቕሚ ምትእስሳር እታወት ኣፍሪካ ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደደጋ ኢትዮጵያ ኢዩ፡፡ እቲ ኣዋጅ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብዱልመጅድ ተቡን፣ ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፓል ካጋሜ፣ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም መሓሙድ ኣባስ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ…
ስፓርት ሊቨርፑል መሪሕነታ እተጠናኽረሉ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዎልቭስ ዘተኣናገደት ሊቨርፐል 2 ን 1 ብምስዓር ነጥባ 60 ብምብፃሕ መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ሊቨርፑል ብሸቶታት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ዝወፅአት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ከምዝሓሰበት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንምክያድ ትልሚ ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም፡፡ ገፖድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፤ ኣኼባ ኮሚቲ መራሕቲ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዳጋስካር ምስ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ተሞክሮታት ብምክፋል ብምትሕብባር ከምተሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪታፊካ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ፣ ኣህጉራዊን በዓል ብዙሕ ወገን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም። ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም። እቲ ቤተ-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዝዛም እናተሰርሐ ይርከብ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝጀመረቶ ከይዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምዝዛም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒዶ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ) ኣብ ፕሮጀክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…