መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ።
ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…