ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ከምትኽእል መረጋገፂ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወተት ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ከምትኽእል መረጋገፂ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…