Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ተገይሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ከምዝተገበረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነዚ ጠሚቱ ዘውፀኦ እዋናዊ መግለፂ ብሙሉኡ ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። እዋናዊ…

ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመረ ሃገራዊ ምኽክር ብምጉልባት ካብ ንፅል ተረኻት ብዝበለፀ ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን። ''ኣቢያተ ምኽሪታትና ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ''…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ዱባይ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፌዲሪኢ ኣብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ንምስታፍ ኣብ ዱባይ ይርከብ።…

ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንካየዱ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ቅድም ኢሉ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታታት ፈረንሳይ ብረስትን ፒኤስጂን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ድሕሪ ፅባሕ 5ን 6…

ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ። መርሃ ግብሪ ምቕባል ኣጋይሽ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ብማርች ባንድን ብካልኦት…

ዩኤን ውመን ንማዕርነት ስርዓተ ፆታን ደቂ ኣንስትዮ ንምብቃዕን ሓገዙ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤን ውመን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ደቡባዊ ኣፍሪካን ማዳም ኣና ሙታቫቲ ተዛቲየን። እተን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝገበረኦ ዘተ ኣብ ማዕርነት ስርዓተ ፆታን…

ፑቲን ”ኲናት ጠጠው ክብል ይደሊ እየ” ክብሉ ንኣሜሪካ መዘነኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት አሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ብስልኩ ተዛቲዮም፡፡ ኒዮርክ ፖስት ብምፅራሕ ኣናዶሉ ኤጀንሲ ከመዝፀብፀቦ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምንታይ ጉዳይ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ምድላው ተገይሩ – ብሄራዊ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ዝተማለአ ምድላው ከምዝተገበረ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ እቲ ጉባኤ ብዓወት…

ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ኣብዚ ሰሙን ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ለዕሊ 1 ሺሕ ተሳተፍቲ ከምዝርከቡ…