Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሃይድራባድ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ 5ይቲ መብፅሒት መገደኛታት ናብ ዝኾነት ከተማ ሃይድራባድ ካብ ኣዲስ ኣበባ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ 9 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሃይድራባድ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ዝግበር…

7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብናይ ፅዕነት ኣይሱዙ ተሽከርካሪት እናተዘዋወረ ዝነበረ 7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ። እቲ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ፍሉይ ባታኡ ካብ ኣንፎ ኣደባባይ…

ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣይተ ከፍያለው ተፈራ... ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ተፀዋዒ ጨፌ ኦሮሚያ…

ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ምስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን፡፡ ኢትዮዽያ ኣባል ዝኾነትሉ ቦርድ ፈፃሚ ስርሓ ትካል ጥዕና ዓለም መበል…

ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውዲታትንን ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት እናመዝገበት ምዃና ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ገሊፀን። ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)…

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብምዃን ኣብ…

ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…

ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓሮ÷ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ወርሒ…