Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ሆስፒታል በቆጂ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተወገደ ተገሊፁ፡፡ ጓል 45 ዓመት ኣዶ እቲ ፅኪ ንሓሙሽተ ዓመታት ምስአን ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ፅኪ ብዕዉት ሕክምናዊ መጥባሕቲ…

ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝገበረኦ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ምምሕዳር ከተማ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕ ፓርቲን መንግስቲን በጀት…

“መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ "ፀጋታት ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያ ምስ…

እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሓለዋን ኣታታይነትን፣ ኣብ መሰል ደቂ ኣነስትዮን ማዕርነት ፆታን ከምኡ እውን ግርዛት…

ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንሓረስቶት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንዝተወደቡ ሓረስቶት ከምዝተሃቡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ተፋሰስ ልምዓት እቲ ቢሮ ጠዓመ ገብረስላሴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን…

ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ኣብ ምርኻብ ንዘርአዩዎ ዕዙዝ ኣመራርሓ ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ኩለመዳያዊ ዕቤትን ምዕባለን ዘድህብ “ኣፍሪካ ፕሮስፔሪቲ ዲያሎግ 2025” ኣብ ጋና ኣክራ ተኻዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርትኣብ ምርኻብ መገዲ ኣየር…

ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዓውዲ መገዲ ዕዙዝ ብፅሒት ኣለዎ።…