ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቢሾፍቱ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ንንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱን ኢትዮ ቴሌኮምን ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ቢሾፍቱ ንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምነት ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣለማየሁ ኣሰፋ ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…? Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ። እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ግልጋሎት ንምምላስ ፅገና ተገይሩለን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ፖሊስ ጣብያን ቤት ፍርድን ናብ ንቡር ተመሊሰን ግልጋሎት ክህባ ዘኽእል ፅገና ተኻይዱ። እቲ ሰራሕቲ ፅገና÷ ቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መሪሕ ሓሳብ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሪታንያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ሞሪታኒያ ሞሃመድ ሳሌም ኦድ መርዛውግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ሓበራዊ ጉዳያትን ተረባሕነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 22 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋእን ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ-ሶቺ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ሚኒስትራት ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኡጋንዳ ርዋንዳን መዘናታቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳን ርዋንዳን ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄነራል ኦዶንጎ ጄጄ ኣቡበከርን ምስ ርዋንዳ መዘነኦም ኦሊቨር ጄፒ…