Fana: At a Speed of Life!

ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…

ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ። አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡ እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት…

ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…

550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…

ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም። ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣጋግዘ ሰዓት 11 ኣብ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ቼልሲ ናብ ስታዲየም ጉዲሰን ፓርክ ብምምራሕ ምስ ኤቨርተን ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ሩበን…

ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላዊ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምና ድሕንነትን  ንምሕላው "ናይ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ቆራፅነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ርዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብቲ…

ናይ ሕሶት መረዳእታ መንነት ዘሰናድእ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናዳለወ ንሰባት እናሃበ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ናብቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…

ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…