ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተረኸበ ሰላም ኣጠናኺካ ክቕፅል ብምግባር ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል፣ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ ማሕበራትን ኣባላት ኣመራርሓ ፀፅታን ዝሓቖፈ ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ 2 ሺሕን 100 ተሳተፍቲ ኣብ ዝተዓደሙሉ ብድምቀት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ‘ካብ ቃል…
ስፓርት ኣብ ምድብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ተደልዲለን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ እንግሊዛዊት ማንቼስተር ሲቲ ተራኺበን፡፡ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 85 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ከተማ እንጅባራ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባላት ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ 'ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ከካይድ ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ዓለም ለኸን ህዝቢን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ፓርቲ ኤ ኤን ሲ ደቡብ አፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 አዲስ አበባ፣ ጥር 23፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣሕዋት ፓርቲ ኣባል ሃገር ብሪክስ ብሄራዊ ፓርቲ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ (ኤ ኤን ሲ) ደቡብ አፍሪካ ኖጦሉ ኪይቬት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡ ኖጦሉ ኪይቬት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንበፅሑ ሚኒስትር ንግዲን…