ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ዓመት መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን ተዘኪሩ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 4ይ ዓመት ብላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ተዘኪሩ ውዒሉ። "ከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዘከረ ስነ-ስርዓት እዚ ሰሜን ልዕሊ ክልተ ዓሰርተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ቀሪቡ። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ማሌዢያ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ከተማታት ኳላላምፑር፣ ሳይበርጃንን ሳንዌይ ዑደት ዝገበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዝግበር ቅድመ ምድላው ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ንምግምጋም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ 30 ትካላት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፎም፡፡ ኣካቢት ኮሚቴ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ኣብ ልዕሊ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 መገደዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘለዎም ፍርያታት ኣብ ዘፍርዩ 100 ፋብሪካታት ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ግደኦም ከጠናኽሩ ከምዘለም ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቀፍ ብሪክስ ብንቕሓት ንምስታፍን ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ዝህልወን ግደ ከጠናኽሩ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሪክስ ኢትዮጵያ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ፍሉይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ክሳብ ኣሜሪካ ክበፅሕ ከምዝኽእል ዝተነገረሉ ሚሳዔል ፈቲና Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሃዋሶንግ-19 ዝተባህለ ኣህጉር ዘቋርፅ ነዊሕ ርሕቐት ተወንዓፊ ባላስቲክ ሚሳኤል ትማሊ ከምዝፈተነት ኣፍሊጣ፡፡ ሃዋሶንግ-19 7 ሺሕን 687 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ኣብ ውሽጢ 86 ደቒቕ ከምዝተጓዓዘ ዝተዘረበ እንትኸውን፤ እታ ሃገር ከምዚ…
ስፓርት ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…