ትሩፋት ሌማት ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ንቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሩፋት ሌማት ኣብ ገዛን ብብርኪ ሃገርን ምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምርግጋፅን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2015 ዓ.ም ሃገር…