ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናበ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን ትጓዓዝ ኣላ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ብምጥቃም ኢትዮጵያ ናብ ሙሉ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን እናተጓዓዘት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ 9ይ ኮሚሽን ስታትስቲክስ ኣፍሪካ “ኣፍሪካዊ ፈጠራ ኣብ ልምዓት ስታቲስቲክስ ምልማዕ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማና ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ሞንጎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላተ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ፍፃመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ኮሜሳ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተሳተፈትሉ ትርከብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን ሓዊሱ 572 ሞተርሳይክላት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን፣ 572 ሞተር ሳይክክላት፣ 2 ሺሕን 700 ኮምፒውተራት ሓዊሱ ሞባይል ክሊኒካት ንተፀዋዕቲ ትካላቱ፣ ንቢሮ ጥዕና ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ንሆስፒታላትን ሓገዝ ገይሩ፡፡ ዝተገበረ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን ኣብ ዘፈር ውልቀ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ስነ ህዝቢ ውሕመ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ ህዝቢ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ። መተሓባበሪት UNFPA ጨንፈር ትግራይ ጆይሲ ፓክሊኪ÷ እቲ ትካል ኣብዚ ዓመት ውሽጢ ልዕሊ 4 ሚልዮን ዳላር ዝዋግኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓም ወሳኒ ኢዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓምን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ንምዕባይ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂና ኢኖቬሽን ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…