ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብረፃታይነትን ኣሰልጣንነትን ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ኣስራት ሃይሌ (ጎራዴው) ብቕድሚ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ይፍለጥ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ንመህነፂ መንበሪ ኣባይቲ ሰራዊት ሓይሊ ኣየር ዝውዕል ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ገይሮም፡፡ እቲ ሓገዝ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ኮሚሽነር ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታን ንዋና ኣዛዚ ሓይሊ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፊሊፒንስ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፊሊፒንስ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ብዘይተለመደ መልክዑ ን24 ሰዓት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ዝገለፁ…
ስፓርት ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…
ስፓርት መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ወለዶ ንምስጋር ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስክብራ ናብ ወለዶ ንምስጋር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ናይ ፅልኢ ዘረባን ጎንፅ ዝቕስቅስን ምግዋሕ ዝተኸሰሱ ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ መጋባእያ ገበን ሕገ-መንግስትና ህገ መንግስታዊ ጉዳያትን ኣይተ…