Fana: At a Speed of Life!

ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራታት ካብ ምስዓብ ወፃእ ዘላቒ ሰላም ኣየምፅእን – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራታት ካብ ምስዓብ ወፃእ ዘላቒ ሰላም ኣየምፅእን ክብሉ ምሁራን ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ገሊፆም። እቶም ምሁራን ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ከምዝተፈተነ…

ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይግቡእ ክፍሊት ይሕተቱን “ዲፖርት” ይግበሩን ኣለዉ ብዝብል ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይግቡእ ክፍሊት ከምዝሕተቱን ዲፖርቴሽን ከምዝፍፀመሎምን ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣፍሊጡ። ኣልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ፅንፈኛ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ብፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝተገበረሎም ጥንኩር ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ዝኸኣሉ ኣብ…

ዩናይትድ ኪንግደም ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ሶማሊያን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብሓባር ንምልማዕ ዘለወን ድሌት ቆራፅነተን ዘርኢ ኢዩ ብምባል ንግደ ቱርኪ እውን ንኢዳ። ዩናይትድ ኪንግደም…

ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ይድግፍ እየ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ኣሜሪካ ብቅድሚ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሉኣላዊነት እተን ሃገራ ኣብ ሓበራዊ ረብሓታት ዝተደረኸ ዝግበር ምትሕብባር መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት…

ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ከምዝተሓረየት ላዕለዋይ ሓላዊ ዓለም ለኸ ማሐበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ፅዋዕ ዓለም 2030 ሰሜን ኣፍሪካዊት ሞሮኮ፣ ስፔንን ፖርቹጋልን ብሓባር ከምዘሰናድአኦ ተገሊፁ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሩ ናብ ቱርኪ ኣንካራ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ እዋን ድማ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሓዊሱ…

ካብ ሓደ ተሓካሚ ብሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ 110 ሓፂነ መፂን ምውፃእ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ኣለርት ካብ ሓደ ወዲ 46 ዓመት ተሓካሚ ብሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ 110 ሓፂነ መፂን ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡ ልዕሊ ሰለስተ ሰዓታት ኣብ ዝወሰደ ሕክምና መጥባሕቲ መዓንጣ፤ ካብቲ ተሓካሚ ሓደ ቁልፊ፣…

2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…

ጋንታታት መቻልን ኢትዮጵያ መድንን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ኢትዮጵያ መድን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ ብዘይምምዝጋበን ፀወተአን ብዘይ ምንም ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን፡፡