ስፓርት መሳይ ተፈሪ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ ዋሊያታት ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳይ ተፈሪ ንገብረመድህን ሃይለ ብምትካእ ግዚያዊ ዋና ኣሰልጣነኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣሰልጣኒ መሳይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ትገብሮም ፀወታታት ንኽመርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ንኸሃድእ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ዝሃድአሉ ኩነታት ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ምስ ፕሬዚዳንት ኢራን መስዑድ ፔዥሺካን ኣብ ክልታዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ብዕፁው ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉበኣ ብሪክስ እናተጠናኸረ ኣብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንሚዛናዊ ልምዓትን ድሕንነትን ዓለም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዕፁው ከምዝተኻደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ መበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንመበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ መላእ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡ ዓቕሚ ምፍፃምን ተበፃሕነትን ፖሊስ ፌደራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉበኤ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቹጋል ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፓርቹጋል ኑኖ ሳምፓዮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ስራሕ ርክብ ህዝቢን…
ስፓርት ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ሞንሮቪያ ንምብራር እንደተሰናደአ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ኣገልግሎት በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሞንሮቪያ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ምብራሩ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይስሩዕ ዝናብን ወራር ባልዓትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ ትግራይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይስሩዕ ዝናብ፣ ወራር ባልዓትን ሕማማትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ 2016/17 ዓ.ም ምኳኖም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ…