Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝም ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ካልኦት ኣማራፂታት ቢዝነስን  ንኽዋፈሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን መስሕባት ቱሪስት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገሰስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ውሕመን ዘሎ ዞባዊ ሰላምን ፀፅታን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ተመያይጦም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይርከቡ። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ምስቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ንጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ከምዝተረኸበ እውን…

ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ምትሕብባራት ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ነመናእሰይ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ምትእስሳር እታወ ፍረምረን ኣብ ምፍለጥን ብምድሃብ ዝነበሩ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ካፍ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ ምስንዳእ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተቐቢሉ ንኸፅድቕ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኢትዮጵያን ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምትእንጋድ ዘቕረበቶ ሕቶ ንኽቕበልን ከፅድቕን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46…

ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ መስሕባት ቱሪስት ዝጉብንዩ ቁፅሪ በፃሕቲ እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ሓድጊታትን መስሕባት ቱሪዝምን ዝጉብንዩ በፃሕቲ ቁፅሮም እናወሰኸ ከምዝመፅአ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ኣኽሱም ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ዝዓሰለ ሰላም ስዒቡን መዕፎ ነፈርቲ ራብዓይ ዮሃንስ ኣኽሱም ናብ…

14 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ንሊዝ ጨረታ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 14 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ንሊዝ ጨረታ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ሊዝ ጨረታ ካብ 8 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክፍቲ ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።…

ሂዝቦላህ ኣብ ባሕሪ ሓይሊን ድሕንነት ቢሮን እስራኤል ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ኣብ ሰሜን እስራኤልን ቴል ኣቪቭን መጥቃዕቲ ሮኬት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብተን ከባብታት ዝርከብ ማእኸል ባሕሪ ሓይሊን ቢሮ ድሕንነትን እስራኤል ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ነቲ…

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ክውሰዱ ዝግበኦም መፍትሒታት እንታይ እንታይ ኢዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ በቢዓውዱ ዝተፈላለዩ መፍትሒታት ምውሳድ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ክውሰዱ ካብ ሞንጎ ዝግበኦም ቀንዲ ቀንዲ መፍትሒታት ድማ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ከምዝርከቡዎም ሓበሬታ እቲ ኣገልግሎት ኣመልኪቱ፡፡…

መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣበግቲ ጉባኤ ፕሬዝዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን፣ ፕሬዝዳንት ዓለም ለኸ…