መፃኢ ምዕባለ ተሓሳቢ ብምግባር ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ተዘምን ኣላ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መፃኢ ምዕባለ ተሓሳቢ ብምግባር ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ተዘምን ኣላ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ፥ “ብራኸ ፋይናንስ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣፈፃፅማ ዓበይቲ…