ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቒሚ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር ) Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቕሚ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳንታት ፊፋን ካፍን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኣብ ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎኡ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ ተሃቂኑ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ገሊፆም። ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ እቲ መገዲ…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ማኑፋክቸሪንግን ፈርኒቸርን ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኢንቨስትመንት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ናይ ኤሌክትሪክ መኻይንን ዘበናዊ ናውቲ ቢሮን ምስ ዘፍሪ ኩባኒያ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ሎሚ ወጋሕታ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚያዊ መሪሕ ንኽኸውን ኣኽኢሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፖሊሲ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ግደ መሪሕነት ንኽዋፃእ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። መድረኽ ምፍላጥ ሃገር ለኸ ፐሎሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ይካየድ ኣሎ። ግርማ ኣመንቴ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምክትል…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ዋጋነሽ መካሻ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን 2 ሰዓት 20 ደቒቕን 44 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ናብ ሩሲያ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ሞስኮ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሞስኮ መዕርፎ ነፈርቲ ቨኑኮቮ እንትበፅሑ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ሩሲያ ድሙቕ ኣባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ኣጀንዳና ኢዩ – ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ክብሪን ትውልዲን ኣጀንዳኦም ከምዝኾነ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። መንግስቲ ምስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ዞባዊ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪካን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።…