ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፓትሪስ ሞትሴፔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሓለፍቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ኩለመዳይ ርክብ ሩሲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማ ዝቐረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምእካብ ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማን ዝቀረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም። እቲ ገምጋም ዓለም ለኻዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዝንባታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ከምዝኾነት ተገሊፁ። ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጄኔቫ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበው ድማ ኣብቲ ኮሜቴ ጉጅለ ኣፍሪካ ብምውካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ጥሒላ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት መምርሒ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ዜና ክሳብ ዝሰናዳእ ሰለስተ ሰባት ብህይወት ከምዝተረኸቡ እቲ መምርሒ ንፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ክትሃንፅ ከምትደሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዋ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዝና እናፀብፀባ ይርከባ፡፡ ህንፀት እቲ ጦር ሰፈር ዓመፅቲ ሃውቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ድሕንነት ባብ ኢል-ማንዳብ ስትሬት ንምሕላውን ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረይነት ሕርሻ ንምብራኽ ሓረስቶት ብዝተወደበ መልክዑ የካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቃስ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ትግራይ ፍርያትን መፍረይነትን ሕርሻ ንምብራኽ ሓረስቶት ብዝተወደበ መልክዑ የካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቃስ ዓርሰ ምርኮሳና ንምርግጋፅ ዝለዓለ ኣበርክቶ ዘለዎ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትፅቢት ዝግበረሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሕልሚ ጋህዲ ንኽኸውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ባዕሎም ሃናፂ ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡…