ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህተ ኣገንዚቦም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓድነት፣ ሓዱሽ ሓሳብን ብሩህ ተስፋን ንብልፅግናና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገራት ኣፍሪካ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ተረኺበን። ንሰልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ…
ስፓርት ቶማስ ቱሀል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንምዃን ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ቶማስ ቱሀል ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንምስልጣን ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታታት ባየርን ሙኒክን ቼልሲ ቱሀል÷ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ብምዃን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2026…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ምምስራቱ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ተኻይዱ፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ፕላስ ሰብኣዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ፣ ባህሊ፣ ሳይንስን ትምህርቲን ንምፍላጥ ኣብ ግምት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት አዕቒባ ጽርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኣትዉ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከምዘዕቖበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ልእልቲ ኤደንብራ ደቸስ ሶፊ ሄለን ጆንሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ከምዝተመያየጡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ “ኣፍሪካ ኣብ ጥንኩር ሓድነት፣ ንኩለመዳይ ፀፅታን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ ሱዳን ዝኾነት ፖርት ሱዳን ዕለታዊ በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ፖርት ሱዳን መበል 66 መብፅሒት ኣፍሪካ ዝገበረ እቲ መገዲ ኣየር÷ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ምጅማሩ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ መዕደጊን መሸጢን ሸርፊ ወፃኢ ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ከይኸውን ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ባንኪታት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዝዕድጉሉን ዝሸጡሉን ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ክበልፅ ከምዘይብሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ብሄራዊ ባንኪ እዚ ብዝምልከት ንንግዲ ባንኪታት ብደብዳበ ከምዘፍለጠ ገሊፁ። ሓዱሽ ተመን ሸርፊ…
ቢዝነስ መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ቁፅ 1026/2017 ከምዝፀደቐ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ብምምሕያሽ…