ስፓርት ኤርሊንግ ሃላንድ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኖርዌይ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ አበባ፣ ጥቅምት 1፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ኖርዌያዊ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ 36 ዓለም ለኸ ፀወታታት ብዘመዝገበን ሸቶታት ናይ ሃገሩ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ክኸውን ክኢሉ። ወዲ 24 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ትማሊ ምሸት ኣብ ፀወታ ኔሽንስ ሊግ ኣውሮፓ ሃገሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር "ድሕንነት ቁልፊ መሰረተ-ልምዓት ንዲጂታል ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓሰ ወርሒ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ የወርሒ ድሕንነት ሳይበር ምክያድ ዘድለየሉ ምኽንያት ትካላትን ዜጋታትን ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ቤት ምኽ ሰብኣዊ መሰል ን3ይ ግዘ ኣባል ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025-2027 ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሳልሳይ ግዘ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ተመሪፃ፡፡ ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ዙር ኣባል ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ዝተመረፀት ኣብ መበል 79…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ምሐዝነት ክትፈጥር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝኾኑ ኣሌክሲስ ሌሜክ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ገይሮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ምስ ፈረንሳይ ምትሕብባር ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ብምኽንያት ምንቅጥቃጥ መሬት ዝፈልፈለ ማይ ንግዚኡ ከይጥቀም ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ምኽንያት ዝፈልፈለ ማይ ሓፈሻዊ ኩነታቱ ብመፅናዕቲ ክሳብ ዝረጋገፅ ሕብረተሰብ ከይጥቀመሉ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዲን ክፍሊ ትምህርቲ ስነ-ምድር ትምህርቲ ሕንዳያ ገብሩ (ዶ/ር)÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሰላምን ፀፅታን፣ ሓለፍቲ ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖት ዘካተተ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ልውውጥ ልምዲ እናገበረ ይርከብ፡፡ እቲ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቱ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ እዋናዊ ተግባራት ብዝምልከት ብኮሚሽነራት ገለፃን መብርሂን ተገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣደስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሀይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ከባቢ ሰዓት 4 ካብ ጎሮ ናብ ኮዬ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣይሱዙ ተሽከሪካሪት ትኬት ኣውቶብስ እናቖረፁ ዝነበሩ ዜጋታት ብምግጫዋ ዘጋጠመ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሂዝቦላህ መጥቃዕቲ እናፈፀመት ትርከብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዝኾኑ ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ። ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብእግረኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኣማን ተወሳኺ 3 በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 25 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ርእሰ ከተማ ዮርዳኖስ ኣማን ተወሳኽቲ ሰለስተ በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቶም በረራታት በቢሰሙኑ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ዝግበሩ ከምዝኾኑ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…