ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቴሌ ብር ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴሌ ብር መተግበሪ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ከምዝበለኦ÷ ቴሌ ብር ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ዲጂታል ገንዘብ ኣብ ምቅልጣፍ ልዑል ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ ትካል ገባሪ ሰናይ “መንሽን ፎር መንሽን” (ሰባት ንሰባት) ብሓገዝ ዝረኸቦም 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ከምዘረከበ ገሊፁ። እቶም ናውቲ ሕክምና÷ ሓደ ኤክስሬይ ማሽን ንሆስፒታል ለምለም ካርል ማይ ጨው፣…
ስፓርት ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሓሙሽተ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት ካብ ክልል ትግራይ ኣትሌት ገ/እግዚአብሔር ገ/ማርያም፣ ካብ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ያየህ ኣዲስ፣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ “ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…
ስፓርት ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንትካየዱ ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ኤ ሲሚላን ከምኡ እውን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 403 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣…
Uncategorized ኣብ ከባቢ ደጃች ውቤ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ደጃች ውቤ ሰፈር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ትካል ስራሕ ኮንስትራክሽን ቻይና ጃንጉዜ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ስፓርት ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡ ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡ ይኹን…