ስፓርት ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ ሒዝካ ምቕራብ ቅድመ ኩነት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ባንኪታት ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ (ቁፅሪ ፋይዳ) ሒዝካ ምቕራብ ሎሚ መዓልቲ ከም ቀዳማይ ቅድመ ኩነት ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ፡፡ እቲ ቅድመ ኩነት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘውፀኦ…
ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 479 ሺሕን 830 ቶን ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብምልኣኽ ካብ…
ስፓርት ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡ ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ንሕብረተሰብ ኣገልግሎትን ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ዝበሎ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ብሓደ ተቓውሞ፣ ትሽዓተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ኣብ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ቤተሰብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ጂቡቲ ናይ ዝነብሩ ዜጋታት ሕቶታት ንምምላስ ከምዝሰርሕ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ተዛቲዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ጂቡቲ ክህነፅ ብዛዕባ ዝተሓሰበ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ሓገዝ፣ ብዛዕባ መሰል ዜጋታት፣ ሃገራዊ ፃውዒታትን እዋናዊ ጉዳያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክረምታዊ ዝራእቲ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ክሳብ ሕዚ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ከበደ ላቀው ከምዝበሉዎ፤ ኣብቲ ፍርያት ዘበን ብኩታ-ገጠም ዝለምዐ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ መራሕቲ ዓለም ለኸን ኣህጉርን መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ዝሳተፉሉ…