Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ፣ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ሉኣላዊነት…

ኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ናብ ወፃኢ ፍርያት ለኣኽነት ናይ ምስግጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኻዊ ጉዕዞን ሉኣላዊነት ኢኮኖሚ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምስ ሕፅረት ውሕስና ምግቢን ፅግዕተኝነት ርዳእታን ስማ ተተሓሒዙ ፀኒሑ ኢዩ። ይኹን እምበር…

ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ህወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ

ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ሕወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ ነበር ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሓደሽቲ ለውጢታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ተቐቢሉ ንርእሱ ክሕድስ ኣይከኣለን፡፡ ኣብዚ ዘበን ኮይኑ ንሓዱሽ ትውልዲ ነባር ወያናይ ዴሞክራሲ ክዝምር ይሓስብ፡፡ እዚ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2018 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ጌቱ ገመቹ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ክልል ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ካብ…

ሰብ ኣጥፊኡዎ፤ ሰብ ኣልሚዑዎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ፈጣሪ ዝሃበና ቀበና “ሰብ“ ኣጥፊኡዎ፤ እዚ ምጥፋእ ህያብ ተፈጥሮ ነስሓ ዝሓደሮ “ሰብ“ ድማ ንቀበና ዳግም ከምብሓዱሽ ክውለድ ገይሩዎ። ሩባ ቀበና ንዘበናት ብደርፊን ትዝታን ጥራሕ ሽሙ እናተልዓለን እናተወደሰን ነይሩ ሎሚ ግን ዳግም ክውለድ ገይርና ኣልሚዕናዮ!! ኣርቲስት ፀሃዬ ዮሃንስ…

ኣብ ሕድሕድ ስጉምቲ ተስፋ እንተይቆረፅኩ ንዕላማይ ብምትገሀይ ዕውትቲ ገይሩኒ – ብመዓርግ ሕክምና ዝተመረቐት ዶ/ር ነቢላ ሸሪፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ 3 ነጥቢ 9 ውፅኢት ብምምፃእ ብልዑል መዓርግ ዝተመረቐት ዶ/ር ነቢላ ሸሪፍ ኣብ ሕድሕድ ስጉምቲ ተስፋ እንተይቆረፀት ንዕላማኣ ብምትሃሃ ዕውትቲ ከምዝገበራ ትዛረብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ…

ነበር ህወሓት ዘካይዶ ኣገዳዲ ወታደራዊ ምልመላ ንስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ ኢዩ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ህወሓት እናካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ኣገዳዲ ወታደራዊ ምልመላ ንስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ ኢዩ ኢሉ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ፡፡ ልኡኽ እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ንግዚያዊ ምምሕዳር እቲ…

ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ይግባእ – እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ዘበናዊ ዳታ ምጥቃምን ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ ሓበራዊ መድረኽ ርክብ ህዝቢን ዓወዲ ኮሙኒኬሽንን ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትካላት ፌዴራል ተኻይዱ።…

ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣርባምንጭ፣ ጅግጅጋ፣ ወላይታ ሶዶን ቦንጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ንመበል 39 ግዘ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 18 ሳልሳይ ዲግሪ ተመረቕቲ ሓዊሱ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ…

ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ን7ይ ግዘ ብቅድመን ድህረን መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲን ሞያን ዘሰልጠኖም 900 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣማኻሪ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር ዴኤታ ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር) ኣብ…

ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲን ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን ኢሎም። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 76 ግዘ ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 417 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ብርሃኑ…