Fana: At a Speed of Life!

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ…

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ) ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጠን። ከንቲባ ኣዳነች ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓ ኮሪደር ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ዝርዝር መብርሂ ሂበን። ቀንዲ…

ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምድንፋዕ ኣብ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ…

ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ነቲ ዓውዲ ትኹረት ብመሃብ ቡን ብኩታ-ገጠም ምፍራይን…

ውሕመ ንልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቀድምቲ ጉዳያት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝን ምትግባር ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ንምቅልጣፍ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ኣረጋጊፁ፡፡ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ንዝተሰየሙ ታዬ ኣፅቀስላሴ…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅወስላሴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መልእኽቶም÷ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…

ኣብ ሊባኖስ ዝነበሩ 51 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሊባኖስ ይነብሩ ዝነበሩ 51 ኢትዮጵያዊያን ብክልተ በረራታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ወገናት ኣብቲ ዞባ ብዘሎ ዘይምርግጋእ ምኽንያት ናብ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ይግበር ኣሎ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ 51…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 21 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብዝተፈላዩ ዓውዲታት ልዕሊ 21 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…

ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ 8 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምዝጋብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ 8 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምዝጋብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ይካየድ ኣሎ፡፡…