Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክቶሬት ሳይበር ኦፕሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ክፍሊ ሳይበር ሰራዊት ምክልኻል ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ዳይሬክተር ሳይበር ኦፕሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ሃገር ኣስቻለ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓውዲ…

ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። እቶም መሰረተ-ልምዓታት ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ክውዕሉ ዘህነፆም÷ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝርከብ ሺንትስ ኢቲፒ ጋርመንት…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት ብልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታን ንኣጋይሻን ምችውቲን ትስማዕማዕን ንምግባር ኣብ ሓፂር እዋን ዝተረኸበ ዘዕግብን ውፅኢታዊ…

ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን “ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024” ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024" ዝተሰመየ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሁዋንጃን ተኸፊቱ። ህንፀት ሓምለዋይ ትራንስፖርት ንምብርትታዕን ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን…

ቀፃሊ ኣንፈት ንኹሉ ብዘሳተፈ መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓታትነት ብዘረጋገፀን ንኹሉ ብዘሳተፈን መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ቀፃሊ ኣንፈት ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…

ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ክሰር ኢየ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ላዕለዋይ ሓላዊ እቲ ትካል ብምዃን ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ከምዝሰርሑ ምርግጋፆም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት…

ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ንሸቶ ዝኾኑ ናይ መወዳእታ ኩዕሾ ኣመዓራርዩ ብምሃብ ክብረወሰን ተማቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ሃገራዊ ጋንታ ፀወታት 58 ንሸቶ ዝኾና ናይ መወዳእታ ኩዕሾታት ኣመዓራርዩ ብምቕባል ምስ ነበር ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ላንደን ዶኖቫን ክብረወሰን ተማቒሉ፡፡ ሜሲ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ንፔሩ…

ካናቢስ ዝተብለ መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ማያ ክፍለ ከተማ ሃረማያ ካናቢስ ዝተብለ ክልኩል መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ንፖሊስ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ኣይተ ጃፋር መሓመድ ዝተባህለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኢትኖ ማይኒንግ ንኩባንያ ኣኮቦ ሚኒራልስ…

ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ “ዲጂታል ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር ጥንኩራት መዳርግቲ ኣካላት ምህናፅ የድሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኣባላት ፓርላማ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኮንፈረንስ…