Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብብርኪ ዓለም ንመበል 35 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 19 ግዘ ኣን ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህፃናት ዝብሉዎ ኣለዎም ነድምፆም!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…

ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ብምፍታሕ ናብ ማእኸላት ናይ ምእታው ከይዲ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዕጥቂ ንምፍታሕን ናብ ማእኸላት ተሃድሶን ናይ ምእታው ስራሕ ፅባሕ ከምዝጅመር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ትካል ዝተውሃቦ ሃገራዊ ልኡኽቶን…

ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ትካላት ልኡኽቶአን ብብቕዓት፣ ብፅሬት ንኽፍፅማ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ትካላት ልኡኽቶአን ብብቕዓት፣ ብፅሬትን ብውፅኢታዊነትን ንኽፍፅማ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምውፋር ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት…

ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብ ጋንታ ማቺስተር ሲቲ ንምፅናሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ጆሴፍ ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅል ሓደ ዓመት ዘፅነሖ መናውሒ ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 53 ዓመት ስፔናዊ ኣሰልጣኒ፤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ናብ ማንቼስተር ሲቲን ካብ ዝፅምበር…

ኢትዮጵያ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ብምዃን ንዝተመረፁ ኣብዲራህማን ሞሃመድ ኣብዲላሂ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ምምሕልላፉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሶማሊላንድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዘካየደቶ…

ልዕሊ 355 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 4 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 355 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ክዳውንቲ፣…

ኣዲስ ኣበባ በቢመዓል ለውጢ እናርአየት ትርከብ – ኣምባሳደር ዴንማርክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ውቁብ ምስሊ ዘላብሱዋ ለውጢታት በቢመዓልቱ  እናመዝገበት ትርከብ ክብሉ ሕፁይ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሮፕ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘርአየቶ ቆራፅነት÷ ንፁህን ምቹውን መንበሪ ከባቢ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕን ተሸምቲ ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ነቲ ሹመት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑዎ። በዚ ድማ፡-…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ክንጥቀም ኢና – ሰብ ሃፍቲ ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምፍራይ ወታደራዊ ክዳውንቲ፣ ጫማ፣ ኮፍያ፣ መከላኸሊ ጥይት ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ጂሗ ግሩፕ ቻይና ተዛቲዩ ። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ መፍረያይ ሓይሊ፣…