ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተመራፂት መብፅሒት ንምግባር Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ተመራፂ መብፅሒት በፃሕቲ ንምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ኣብ ቪዛታት ቱሪስትን ኮንፈረንስን ክሳብ 25 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ንምብርትታዕ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝፀደቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴራል ፖሊስን ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይናን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዢ ያንጁን ኣብክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ተዋዲዶም ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ኣብ ዝበፅሑሎም ጉዳያት…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ምብራቐ ወለጋ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ሰላም ንምፅናዕ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ኣብቶም ህዝባዊ ሰልፊታት ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተሳተፉ እንትኾኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ ክልል ጋምቤላ ጥራሕ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ፡፡ እቲ ክልል ኣብ ሩብዒ ዓመት 325 ኪሎግራም ወርቂ ኣታዊ ንምግባር ዝሃቀነ ይኹን እምበር ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤሎን መስክ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኣብ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ዝተመረፁ ዶናልድ ትራምፕ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ ምምሕዳር መንግስቲ ብምዃን ዝተሾሙ ኤሎን መስክ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣሚር ሰኢድ ኢራቫኒ ተዛትዮም፡፡ ብግልፂ ብዘይተነረገሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣዲስ ኣበባ ምችውቲ ከባቢ መንበሪ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ሓገዝ ምግባር ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ክእለት ዝመርሖ ኣንፈት ፈጠራ ዕድል ስራሕ መሰረት ብምግባር ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተሳተፍቲን ተረባሕቲን ንምግባር ስትራቴጂያዊ ምሕዝነቱ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ባንክ አብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደን ንትራምፕ ኣብ ዋይት ሃውስ ተቐቢሎምዎም Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሓላፍነት ዝሰናበቱ ጆባይደንን ተተካኢኦም ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ስልጣን ስግግር ብዛዕባ ዝህልዉ ኩነታታት ጠሚቶም ክዛተዩ እዮም ዝብል ትፅቢት…
ቢዝነስ ለኣኽቲ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ብምሻጥ ዝተረፈ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኣካውንቶም ከቕምጡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ለኣኽቲ ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ሽዑ ንሽዑ ብምሻጥ ዝተረፈ 50 ሚኢታዊ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ኣካውንቶም ከቕምጡ ዝኽእሉሉ ኣሰራርሓ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ…