ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ንኢትዮጵያዊያን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ዓወት ዓድዋ ፀንዓት፣ ሓድነትን ብሄራዊ ኩርዓትን ዝገልፅ ኢዩ ኢሉ።…